ኣብዚ ከባቢ ንዘለዋ ማሕበራትን ትካላትን ንምሕጋዝ ናትካ/ኪ ናይ ስራሕ ወረቐት (CV) ኣዳልው/ዊ

ንምንታይ ኒው-ቢስ፧

Why Newbees

ኣብ ኒው-ቢስ ንሓደሽቲ ነበርቲ ምስ ናይ ወለንተኛታትን ናይ ሞያዊ ስልጠናን ክፉት ናይ ስራሕ ቦታ ምስ ዘለወን ኣብዚ ከባቢ ዘለዋ ማሕበራት ነራኽብ።

ኣብዚ ብምስታፍ ንናይ ሃገረ ኔዘርላንድስ ሕብረተሰብ ተበርክት፣ ናይ ስራሕ ተመክሮ ተዕቢ፣ ናይ ምስክር ወረቐት ትቕበል ከምኡ'ውን ቋንቋን ባህልን ሃገረ ኔዘርላንድስ ብቕልጡፍ ትመልኽ።

ቋንቋ ቐይር